መን ክኸይድ ኣለዎ?
መን ናብ ማእከል መቐበሊ ኣጋይሽ ሓደስቲ መጻእቲ ክኸይድ ኣለዎ?
- ኣብ ቦርድ ቤት ትምህርቲ ካቶሊካዊ ኣውራጃ ዋተርሉ ኣብ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ ሓደስቲ ዝኾኑን ኣብ ካናዳ ሓደስቲ ዝኾኑን ተማሃሮ፤
- ኣብ ካናዳ ካብ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ዝመጹ ተማሃሮ፤
- መባእታ ዓለም ለኻዊ (ቪዛ) ተምሃሮ።
ወላዲ ወይ ኣላዪ ምስቲ ተማሃራይ(ታት) ናብ ማእከል መቐበሊ ኣጋይሽ ሓደስቲ መጻእቲ ክመጽእ ኣለዎ።