ትራንዚት ኢንፎ

ኣብ ከባቢታት ኪቸነር-ዋተርሉን ካምብሪጅን ዝርከብ ናይ ከባቢ ትራንዚት ከም መሳርሒ ናብ ማእከል መቐበሊ ኣጋይሽ ሓደስቲ መጻእቲ ንምብጻሕ ክውሰድ ይከኣል። ምሉእ ዝርዝር መስመራት ኣውቶቡሳትን ናይ መደብ ሰዓታትን ንምርኣይ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ተወከሱ።

መስመራት መተሓላለፊ ግራንድ ሪቨር